HALA Electrical Solutions

HALA Electrical Solutions Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from HALA Electrical Solutions, Electrician, mekelle, Mekelle.

Electrical and Technology Services⚡️
➛Gps track for cars
➛CCtv Camera installations
➛Electrical installation and maintenance
➛Electric Fence installation
➛Solar panel and backup 🔋🔌power installation

Call us 📲0975485469 📲0714701517

15/05/2026
Electronic boxሲኖትራክ ኤሌትሮኒክ ቦክስ 💪💪0975485469
29/04/2026

Electronic box
ሲኖትራክ ኤሌትሮኒክ ቦክስ 💪💪
0975485469

11/03/2026

ወናኒ ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ እንተኾይኖም ወይ ድማ ኣብቲ ዓዉዲ ኣለዉ እንተኾይኖ እዚ ፔጅ ናቶም እዩ Like, Share, Comment & Follow ብምግባር ዝተፈላለዩ ንሓበረታት ይርኸቡ ኢሉ እዉን ዕድላት ይጠቀሙ🤗

እንታይ ዓይነት sensor እዩ ????
25/02/2026

እንታይ ዓይነት sensor እዩ ????

Follow us on tiktok🙏
25/02/2026

Follow us on tiktok🙏

Check out HALA SOLUTIONS’s video.

መሰረታዊ ተሽከርካሪ ቅድሚ ምዝዋር ምጅማርና ምንባብን ባህሪ ተሽከርካሪና ክንፈልጥ ኣለና ካብዚኦም ድማ እቲ ቀንዲ ናይ ምልክታት ተሽከርከርቲ  ብኣግባቡ  ምንባብን ምርዳእን የድሊ ናይ ተሽከር...
26/12/2025

መሰረታዊ ተሽከርካሪ ቅድሚ ምዝዋር ምጅማርና ምንባብን ባህሪ ተሽከርካሪና ክንፈልጥ ኣለና ካብዚኦም ድማ እቲ ቀንዲ ናይ ምልክታት ተሽከርከርቲ ብኣግባቡ ምንባብን ምርዳእን የድሊ ናይ ተሽከርከርቲ ሓበርቲ ሙሉእ መፅሓፍ ንእትደልዩ ኣብ commente👇 ኢልኩም ብምፅሓፍ ሙሉእ መረዳእታ ርኸቡ

11/11/2025

ተሽከርካሪኦም ጂፒኤስ ብምግጣም ዝተሓለወ ድሕንነት ንክህልዎ ይግበሩ 0975485469

 #ኣቡነኣረጋዊ ፣ ሎሚ ዕለት 14/02/2018 ዓ,ም  ሰዓት 1:00 ናይ ንጉሆ - ናብ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ኣቡነ ኣረጋዊ ደብረ ዳሞ  3ተ ሰብ ጺዒና ትጓዓዝ ዝነበረት መኪና ከምዚ ኣብ ምስ...
24/10/2025

#ኣቡነኣረጋዊ ፣ ሎሚ ዕለት 14/02/2018 ዓ,ም ሰዓት 1:00 ናይ ንጉሆ - ናብ ዓመታዊ ክብረ ብዓል ኣቡነ ኣረጋዊ ደብረ ዳሞ 3ተ ሰብ ጺዒና ትጓዓዝ ዝነበረት መኪና ከምዚ ኣብ ምስሊ ትርእይዎ ዘለኹም 150 ሜትር ናብ ገደል ተጋላቢጣ ናብ ገዛ ገባር ጥሒሳ ኣትያ።

እታ መኪና ወላ እኳ ቁልቁል ኣፋ ናብቲ ገዛ (መንበሪ ከፍቲ) ትእቶን ብሓይሊ ፈጣሪ ኣብ ልዕሊ እቶም ተሳፈርቲ ብጀካ ሓደ ቀሊል መቆሰልቲ ዝበጽሖ ተሳፋራይ ካልእ ዘጋጠመ መጉዳእቲ የለን።

ኣብ ልዕሊ እቶም ሰብ ገዛ እውን ዝኾነ ዝበጽሐ ኣካላዊ ጉድኣት የለን።

ኩሎም ብሓይሊ ፈጣሪ ተሪፎም ኣለው።🙏🏿

🙏🏿 ተመስገን ፈጣሪ..!!

Address

Mekelle
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when HALA Electrical Solutions posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share

Category